ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ፕረ. ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መርገሳን ምስ ነበርቲ ወረዳ ቤጊ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም


ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳን ኣብ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ቤጊ ምስ ነበርቲ ተመያይጦም።

ኣብቲ ልዝብ ዝተዓደሙ ሓደ ነባሪ’ቲ ወረዳን ከንቲባ ከተማ ቤጊን መሓውራት መሰረት ልምዓትን ሰላምን ኸአ ቀንዲ ዛዕባ’ቲ ልዝብ ምንባሮም ተዛሪቦም ኣለው።

ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዓምዲ ኢንተርነቱ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ ነበርቲ’ቲ ከባቢ ከም ቀንዲ ጸገም ዘልዓልዎ ስእነት መሰረት ልምዓት’ዩ ኢሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG