ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ዝመርሑዎ ጉጅለ ምስ ኢትዮጵያዊያን ነበርቲ ሚነሶታ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም


ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድን ዝመርሑዎ ጉጅለን ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ዝገብሮ ዘሎ ፅምዶ ሎሚ እውን ቀፂሉ’ሎ።

እቶም ቀዳማይ ሚንስተር ዛጊት ኣብ ፅምዶታቶም ፍቕርን ሓድነትን ይቕረ ምብህሃልን ዝብላ ቃላት ብምድግጋም ዲስያስፖራ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ኣወንታዊ ግደ ኣብ ኹሉ መዳይ ክገብሩ ፀዊዖም ኣለው።

ንሶም ሎሚ ሶኑይ ምስ ኢትዮጵያዊያን ነበርቲ ክፍለ ግዝ ኣት ሚነሶታ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG