ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ምስ ኣብ አዲስ አበባ ዝርከቡ ተወለደቲ ክልል ትግራይ ምዝታዩ ኣፍሊጡ


ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ተወላዶ ትግራይ ምምይያጡ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ምስ ወነንቲ ትካላትን ምሁራንን ተወለድቲ ክልል ትግራይ ዝግበሮ ርክብ፡ ንክልል ትግራይ መሊስካ ምህናጽ፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ኣካላት ተሳትፎ የድሊ`ሎ ምባሉ ኣብ ናይ ባዕሉ ፈይስቡክ ኣብ ዘውጽኦ ዜና ሓቢሩ`ሎ።

XS
SM
MD
LG