ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ መንእሰያት ብሰለማዊ መንገዲ ክቃለሱ መጸዋዕቲ ኣቕሪቡ


ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፡ መንእሰያት ብሰለማዊ መንገዲ ክቃለሱ መጸዋዕቲ ኣቕሪቡ።

ዶ/ር ኣቢይ ትማሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ደምቢደሎ ህንጸት ቅጥራን ጸርግያ ኣብ ዝመረቐሉ እዋን ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኣብ ዝመጽእ ምርጫ ህዝቢ ይኾነኒ'ዩ ንዝበሎ ፖለቲካዊ ውድብ ንምምራጽ ክሳተፍ`ውን ጸዊዑ`ሎ።

ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብተወሳኺ፡ ዝተዛዘመ ጽርግያ ሻምቡ ባኮ`ውን መሪቑ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ መንእሰያት ብሰለማዊ መንገዲ ክቃለሱ መጸዋዕቲ ኣቕሪቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:34 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG