No media source currently available
ቀዳማይ ሚንስትር አብይ ኣሕመድ ፓርቲ ብልፅግና ንመብዛሕቲኡ ናይ ፓርላማ መናብር ኣብ ዝሰዓረሉን ዝተጣየሸ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ንካል ኣይ ናይ መዝነት ጊዜ ቃለ ምሓላ ፈፂሞም:: ኣብቲ ስነ ስርዓት ቃለ መሓላ ዝተኻየደለ መስቀል አደባባይ ከተማ አዲስ አበባ መራሕቲ ሃገራትን ኣጋይሽን ተረኺቦም ኔሮም።