ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ንኢንዳስትራዊ ፓርክ ከተማ ጅማ በጺሖም


ቀዳማይ ሚንስትር አብይ አሕመድ ሎሚ ኣብ ኢንዳስትራዊ ፓርክ ዱከም ከተማ ጅማ በጺሖም።

እቶም ቀዳማይ ሚንስተር ናብቲ ፓርክ ዝበጽሑ ምስ ገንዘቦም ኣብቲ ፓርክ ከውፍሩ ዝደልዩ ሰብ ሃብቲ ዓረብ ኢማራት ብምዃን’ዩ ክብሉ ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኼሽን ከተማ ጅማ ሓቢሩ’ሎ።

ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ብተወሳኺ ኣብ ዱከም ኢንዳስትራዊ ፓርኪ ሓዊሱ ኣብ ጅማን ቦንጋን ዝርከብ ናይ ቡን ሕርሻ በጺሖም ኣለው።

XS
SM
MD
LG