ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ተቓወምቲ ፓርቲታት ንዝቕጽል ምርጫ ክዳለው ጸዊዖም


ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ልዕሊ 70 ፓርቲታት ንዝቕጽል ምርጫ’ታ ሃገር ንክዳለው ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ጸዊዖም።

ቀዳማይ ሚንስተር ነዚ መጸዋዕቲ ዘቕረቡ ሎሚ ሶሉስ ምስቶም ፓርቲታት ኣብ ዘካየድዎ ፈላማይ ዙር ልዝብ’ዩ።

ኣብቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ናብ ውሽጢ ሃገር ዝተመልሱ ሓዊሱ 70 ዝኾኑ ፓርቲታት ዝተኻፈልሉ አኼባ፡ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ እቶም ፓርቲታት ብኸምዚ ተበታቲኖም ምስ ዝንቀሳቀሱ ኣብ ልዝብ ኾነ ምርጫ ንምስታፍ ዘለዎ አሉታዊ ጎኒ ገሊጾም፡ግንባር እናፈጠሩን እናተወሃሃዱን ቁጽሮም ብምንካይ ክሕይሉ’ውን ሓቲቶም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ተቓወምቲ ፓርቲታት ንዝቕጽል ምርጫ ክዳለው ጸዊዖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:30 0:00

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG