ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ካብ መሪሕነት ሰልፎም ለቂቖም


ቀ/ሚ ብሪጣንያ ቦሪስ ጃንሰን፣ ካብ መሪሕነት ሰልፊ ዓቃባዊያን ከምዝወረዱ ኣፍሊጦም።ይኹን ደኣ እምበር ንሶም ክሳብ ምርጫ ዝሳለጥ ቀ/ሚ ኮይኖም ከምዝቅጽሉ ገሊጾም።

ቀ/ሚ ጃንሰን፣ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ "ፓርቲ ኮንሰርቫቲቭ፣ ሓድሽ መራሒ ንክረክብ ድልየቱ ኮይኑ ኣሎ" ኢሎም።

ንሶም ናብ’ዚ ውሳነ’ዚ ዝበቅዑ፣ ንብርክት ዝበሉ ኣባላት ካቢነ ሓዊሱ፣ ኣስታት 50 መንግስታዊ ሰበ ስልጣን፣ ቀ/ሚ ስልጣኑ ንከርክብ ድሕሪ ምጽዋዕ ካብ መዝነቶም ድሕሪ ምውራዶም እዩ።

XS
SM
MD
LG