ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ምብጻሕ ቀ/ሚ ኮንተ ናብ ኤርትራ ዝምድና ክልቲኣን ሃገራት ዘሐድስ'ዩ" ኣቶ የማነ ገብረኣብ


ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ጁሰፐ ኮንቲ ኣብ ኤርትራ ኣትዩ
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ጁሰፐ ኮንቲ ኣብ ኤርትራ ኣትዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ጁሰፐ ኮንቲ ሎሚ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣቀባብላ ገይሮምሉ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ጁሰፐ ኮንቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸንሓሉ ናይ ሓደ መዓልቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢጣልያን ዝምልከት ሓባራዊ ምትሕግ ጋዝ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያት ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክዘራረብ ትጽቢት ተገይሩሎ ኣሎ።

ቀ/ሚ ኮንተ ኣቐዲሙ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት ኣብ ኢትዮጵያ ምክያዱ ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ጁሰፐ ኮንቲ ኣብ ኤርትራ ኣትዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:15 0:00

XS
SM
MD
LG