No media source currently available
ቀውሲ ስደተኛታት ፈረንሳ ናብ ጎደናታት ይውሕዝ ምህላው ዘሻቐሎም ዘይመንግስታዊ ትካላት ሓቢሮም ኣብ ከተማ ፓሪስ ፈረንሳ ዝርከቡ ዘይመንግስታዊ ትካላት ቀውሲ ስደተኛታት’ታ ሃገር ናብ ጎደናታት’ታ ከተማ ይውሕዝ ብምህላው ዘለዎም ሻቅሎት ሓቢሮም።