ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀረባት ናብ ብግጭት ዝተሃሰየ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ይበጽሕ የለን ክብል ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ


ደቡብ ማእከላይ ክልል ትግራይ -ፋይል
ደቡብ ማእከላይ ክልል ትግራይ -ፋይል

ጎንጺ ኣብ ዝሃሰዮ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ንዘለዉ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰላማውያን ሰባት ቀረባት መድሃኒትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝኾኑ ረድኤትን ከይበጽሖም ስእነት ጸጥታን ቢሮክራሲን ማሕለኻ ኮይኑ ቀጺሉ'ሎ ክብሉ ሰበ ስልጣን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG