No media source currently available
ካብ ትሸዓተ ብሔራት ኤርትራ ሓደ ዝኾነ ብሄረ ብሌን፡ ካብ ዝፍለጠሉ ብዙሕ ባህልታት ሓደ ኣብ እዋን መርዓ ዝግበር ክኸውን ከሎ ፥ሽንጋለ ሓደ ካብኡ'ዩ። ሽንጋለ፡ መርዓዊ ደጊም ሰብኣይ ኮይንካ ኢኻ ዝብል መልእኽቲ ዝሓዘ ኾይኑ፡ ካብ ጸጉሪ ርእሱ ብቕድሚትን ድሕሪትን ምልጻይ ማለት'ዩ