ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

50 ሽሕ ተፈናቀልቲ ናብ ዞባ መተከል ምምላሶም ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋ'ቲ ክልል ኣፍሊጡ


ፋይል

ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋ ክልል በነሻንጉል ጉሙዝ ልዕሊ 50 ሺሕ ተፈናቐልቲ ናብ ዞባ መተከል ተመሊሶም ክብል ኣፍሊጡ።

ኮሚሽነር ታረቀኝ ታሲሳ ንድምጺ ኣሜሪካ ክገልጽ ከሎ፡ እቶም ተመዛበልቲ ናብ ቦትኦም ዝምለሱ ዘለዉ ኩነታት ጸጥታ ስለዝተመሓየሸ`ዩ ኢሉ።

ኣብቲ ኽልል ልዕሊ 360 ሺሕ ዜጋታት ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ተፈናቒሎም ብሓገዝ ዝነብሩ ምዃኖም ኣቶ ታረቀኝ ወሲኹ ሓቢሩ`ሎ።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG