ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሻምፒዮን ቕድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2018 ተኻይዱ

ሻምፒዮን ቕድድም ብሽክለታ ኤርትራ ዝሓለፈ ሰንበት ሰነ 29 ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ተኻይዱ። ኣብ`ቲ ካብ ሓሙሽተ ሃገራት ዝመጹ 11 ፕሮፈሽናል ተቐዳደምቲ ዝተሳተፍዎ ውድድር፡ ኤርትራዊ ኣባል ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ጋንታ ዳመንሽን መርሃዊ ቕዱስ ሻምፒዮን ኤርትራ 2018 ብምዃን ናይ ፈለማ ዓወቱ ኣመዝጊቡ።

ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ

ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
1/7 ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
2/7 ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
3/7 ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
4/7 ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
5/7 ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
6/7 ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
7/7 ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2018 -ኣስመራ
Previous slide
Next slide

ካብ ደቀንስትዮ ድማ፡ ዝናር ፍጹም ካብ ጋንታ ዓራግ ዝቐልጠፈት ተቓዳዳሚት ተባሂላ ተሸሊማ`ላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሻምፒዮን ቕድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2018 ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:55 0:00


This item is part of
XS
SM
MD
LG