ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2021 ተዛዚሙ

ተቐዳዳማይ ዳዊት የማነ ካብ ክለብ ኣስበኮ፡ ብስራት ገብረመስቀል ካብ ጋላ-ነፍሒ ሻምፒዮን ኤርትራ 2021 ኮይኖም።

ኣብ ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር ከኣ ፕሮፌሽናል ተቕዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ ካብ ክለብ ኣስታና ፡ኣድያም ተስፋኣለም ካብ ጋላ-ነፍሒ ዝቐልጠፈ ሰዓት ብምምዝጋብ ሻምፕዮን ናይ ግዜ ኮይኖም።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG