ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሶማል: ዓረብ ኢማራት ኣብታ ሃገር ንዘሎ ፖለቲካዊ ወጥሪን ተቓውሞን ተጉሃህር አላ ክትብል ትኸስስ


ኣብ ከተማ ሞቃዲሾ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ
ኣብ ከተማ ሞቃዲሾ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ

ሶማል: ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ኣብታ ሃገር አጋጢሙ ዘሎ ፖለቲካዊ ምፍጣጥ ዘጋድዱ:ንምርግጋእ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደጋ ከውድቁ ዝኽእሉ ተቃወምቲ ሰልፍታትን ብምሕጋዝ ኩነታት ክበኣኣስ ትገብር ኣላ ክትብል ትኸስስ።

ሰበስልጣን ሞቃድሾ ነዚ ዝበሉ ነቲ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢማራት መንግስቲ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ጊዝያዊ ኣመሓዳሪ ሶማል እዩ ክብል ዘውፀኦ መግለፂ ስዒቡ ኣብ ዣብዎ ምላሽ'ዩ::

እዚ ኣብ መንጎ ሶማልን ሕቡራት ዓረብ ኢማራትን ንዘሎ ወጥሪ መበገሲኡ ነቲ ኣብ ሶማል ዝተናወሐ ከይዲ ምርጫን ሕጋዊ ተቀባልነት እቶም ፕረዚደንትን ዝፈጠሮ ምስሕሓባት እዩ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG