No media source currently available
ብሰንበት ኣብ ከተማ ለንደን ዝተኻየደ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ኣውሮጳ ኣብ መንጎ እንግሊዝን ኢጣልያን ከምቲ ቕድሚ ጸወታ ዝነበረ ድሕሪ ጸወታ'ውን ብዙሕ አዘራራቢን ኣኻታዒን ኮይኑ ኣሎ:: ብፍላይ ድማ ነቲ ዝነበረ ንፍጹም ቕላዕ ብዝምልከትን ድሒሩ ኣብ ልዕሊ ተጻወቲ ዝሰዓበ ዓሌታዊ መጥቓዕቲታትን ጋዜጠኛ አማኑኤል አልአዛር ትንታነ ሂቡ'ሎ::