ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

104 ስደተኛታት ጽዒና ንሓደ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጸንሓት መርከብ ኢጣልያ ምእታዋ ተገሊጹ

104 ስደተኛታት ጽዒና ንሓደ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጸንሓት መርከብ ኢጣልያ ምእታዋ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:09 0:00

ፖሊስ ጣልያን 104 ስደተኛታት ጽዒና ንሓደ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጸንሓት መርከብ ጀርመን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታዎም ሓቢሮም። አብታ መርከብ ዝነበሩ ስደተኛታት ኩሎም ኣብ ወደብ ፓዘሎ ሲሲሊ ከምዝተራገፉን ቀይሕ መስቀል ኢጣልያ ከምተቐበሎም’ውን ተፈሊጡ’ሎ።

XS
SM
MD
LG