ኣካፍል
መሕተሚ
ካብ ቱኒዚያ ተበጊሶም ማእከላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ናብ ኢጣልያ ላምፓዱሳ ንምስጋር ዝፈተኑ ስደተኛታት ጀልብኦም ብምጥሓላ ብውሕዱ 39 ከምዝሞቱ 105 ሰባት ድማ ከምዝደሓኑን ሚኒስትሪ ምክልኻል ቱኒዚያ ኣፍሊጡ።