ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

40 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ብሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ከይተራእየት ኣብ ገማግም ሲሲሊ ኣትያ


40 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ብሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ከይተራእየት ኣብ ገማግም ሲሲሊ ኣትያ
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:01:40 0:00

ላዕለዋይ ባይቶ ኢጣልያ ጽኑዕ ሕጊ ኢምግሬሽን ድሕሪ ምሕላፉ ሓደ መዓልቲ 40 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሲሲሊ ምዕራፋ ተገሊጹ።ካልእ ብስፔን እትውንነን ኦፕን ኣርምስ ዝተባህለት ናይ ህይወት ኣድሕን መርከብ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዘድሓነቶም 120 ስደተኛታት ጽዒና ንራብዓይ መዓልቲ ኣብ ባሕሪ ከምዘላ ይግለጽ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG