ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

10 ስደተኛታት ካብታ ተጻዒኖሙላ ዝነበረት ናይ ህይወት ኣድሕን መርከብ ሓንቢሶም ገምገም ባሕሪ ኢጣልያ ንምብጻሕ ምዝላሎም ተገሊጹ


10 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ 100 ስደተኛታት ጽዒና ን19 ኣስታት መዓልታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጸንሓት ናይ ስፔን መርከብ ኦፕን ኣርምስ ብምዝላል ሓንቢሶም ገማግም ባሕሪ ወደባዊት ከተማ ላምፓዱሳ ንምብጻሕ ምፍታኖም ተገሊጹ።

XS
SM
MD
LG