ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ጥበብ፡- ሙሉጌታ መንግስተኣብ(ቡጂ) ንኣብራር ዑስማን የመስግን


`ሃለው` ህብብቲ ደርፊ`ያ። ኣብራር ስማን ዓቕሚ ድምጹ ካብ ዘመስከረለን ብዙሓት ዜማታት ሓንቲ`ያ። ኣባል ፖሊስ ባንድ ኤርትራ መንእሰይ ሙሉጌታ መንግስተኣብ፡ ብዳይሬክተር ማይናስ ተሰንዩ፡ ብዘደንቕ ድምጽን ቅላጼን ከምዝደገማ ብዙሓት ይሰማምዑ። ብዛዕባ`ታ ደርፍን፡ ንኣብራር ስማን ከመስግንን ኣብ`ዚ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ቀሪቡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል

ስነ-ጥበብ፡- ሙሉጌታ መንግስተኣብ(ቡጂ) ንኣብራር ዑስማን የመስግን
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:23 0:00


XS
SM
MD
LG