ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ስነ-ጥበባውያን ንኤርትራ' ዝተባህለ ንስነ-ጥበባውያን ባይታ ዘጣጥሕ ጽላል ኣብ ካሊፎርንያ ተመስሪቱ


'ስነ-ጥበባውያን ንኤርትራ' ዝተባህለ ንስነ-ጥበባውያን ባይታ ዘጣጥሕ ጽላል ኣብ ካሊፎርንያ ተመስሪቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:24:13 0:00

'ስነ-ጥበባውያን ንኤርትራ' ዝተባህለ ንስነ-ጥበባውያን ባይታ ዘጣጥሕ ጽላል ኣብ ካሊፎርንያ ተመስሪቱ

ኣብ ቀረባ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ዝተመስረተ 'ስነ-ጥበባውያን ንኤርትራ' ዝተባህለ ጥርናፈ፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ዝርከቡ ስነ-ጥበባውያን፡ ዓቕሞምን ፍርያቶምን ዘውጽእሉን ዘማዕብልሉን ባይታ ንምፍጣር ዓሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ`ሎ።

እቲ ኣብ ካሊፎርንያ ሕጋዊ ምዝገባ ዝረኸበ ጽላል፡ ኣብ ትሸዓተ ብሄራት ኤርትራ ኣተኩሩ ከምዝሰርሕን፡ ሳዕሪሩ`ሎ ዝበሎ ግህሰት መሰል ዋንነት ብሕጋዊ ኣገባብ ንምቅላሱ ተዳልዩ ከምዘሎ`ውን ኣፍሊጡ`ሎ። ንኣቦ መንበር`ቲ ጽላል ዓወት ዑቕባይን ካብ መስረቲ ሓደ ዝኾነ ላይነ ታደሰን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG