ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ጥበባዊ ሄኖክ ሃይለ ኣብ መርዕኡ እንታይ`ዩ ጌሩ? ምስ መርዓቱ ኣዕሊልናዮ ኣለና


ብድርሰት ፊልምን ምውሳእን ዝፍለጥ ስነ-ጥበባዊ ሄኖክ ሃይለ(ወዲ ሃይለ) ዝሓለፈ ቀረባ እዋን ኣብ ካርቱም ሱዳን ተመርዕዩ`ሎ። እቲ ምምርዓዉ ዘይኮነ ግን እቲ ንመርዓ ዝመረጾ ክዳን`ዩ ፍሉይነት። ስለምንታይ`ከ መርዓቱ በቲ ልሙድ ናይ መርዓት ቬሎ ማዕሪጋ ከላ ንሱ ካልእ ካብ`ቲ ልሙድ ናይ መርዓዊ ክዳን ዝተፈለየ ካኪ ተኸዲኑ ውዒሉ።

ምስ ወዲ ሃይለን መርዓቱ ምዕራፍ ብርሃነን ዝተገብረ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG