ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ ኣእምሮኣዊ ሕማም ብሕልፊ ጸቕጢ ቅዛነትን ሕማም ጭንቀትን


"ሕማም ጸቕጢ ቅዛነትን (depression) ሕማም ጭንቀትን (anxiety) ኣእምሮ ሰብ ዘጥቕዑ ንብዙሐት ሰባት ዘሳቕዩን ሕማምት' እዮም ይብሉ ኣጋይሽና ዶ/ር ቴድሮስ ኣማኑኤልን ዶ/ር ኣለም ተስፋይን።

ክልቲኦም ክኢላታት ሕማም ስነ አእምሮ "ጸቕጢ ቅዛነት ወይ ጭንቀት ንዘጥቕዖም፣ ጸቕጢ ቅዛነት ኾነ ሕማም ጭንቀት ኣጥቂዕዎም ንዝፈልጡ ሰባትን ንቤተሰቦምን ክሕግዝ ይኽእል እዩ፡" ዝበሉዎ ምኽሪታት፡ ለበዋታትን ምዕዶን’ውን ኣቕሪቦም ኣለዉ።

ብዛዕባ ሕማም ጸቕጢ ቅዛነትን ሕማም ጭንቀት ብተደጋጋሚ ንዝቐርቡ መሰረታዊ ሕቶታትን ሕማም ከመይ ከም ዝሕከምን ከምዝፍወስን’ውን መልሲ ሂቦምና ኣለዉ።

Recommended

XS
SM
MD
LG