No media source currently available
ነበርቲ ከተማ አዲስ አበባ ሎሚ ሓሙስ ንተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ሰላም 2019 ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ጎደናታት’ታ ከተማ ብምውጻእ ተቐቢሎሞም።