No media source currently available
ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መወዳእታ ዝዓረፉ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶ/ር ነጋሶ ጊዳዳ ትማሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተፈጺሙ።