ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ ስርዓት ምጅማር ሃገርለኸ ውድድር ስፖርት ኣብያተ ትምህርቲ


ስነ ስርዓት ምጅማር ሃገርለኸ ውድድር ስፖርት ኣብያተ ትምህርቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:57 0:00

ሃገርለኸ ውድድር ስፖርት ኣብያተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ብቐዳም ተጀሚሩ። እቲ ስፖርታዊ ውድድር ክሳብ 28 መጋቢት 2011 ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ መላእ ሃገር ዝመጹ ኣስታት 3,500 ተማሃሮ ይሳተፉ ኣለዉ።

​
XS
SM
MD
LG