ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ብሰንበት ተዛዚሙ'ሎ::
ኣብቲ መዛዘሚ ስነ ስርዓት ፕረዚደንት ኮሚተ ዓለምለኸ ኦሎምፒክ ቶማስ ባች ውድድራት ኦሎምፒክ ቶክዮ ብወግዒ ምዝዛሙን ዝመጽእ ውድድር ኦሎምፒክ ሓጋይ ኣብ ከተማ ፓሪስ ፈረንሳ ከምዝካየድ ሓቢሮም:;
ብሰንኪ ዓለምለኸ ለበዳ ቫይረስኮሮና ውድድር ኦሎምፒክ ሎሚ ዓመት ብዘይ ተዓዘብቲ ምክያዱ ይፍለጥ::
ስነ ስርዓት ምዝዛም ቶክዮ ኦሎምፒክ 2020

6
ባንዴራታት ተሳተፍቲ ሃገራት ኣብ ምዝዛም ውድድር ኦሎምፒክ ቶክዮ

8
ስነ ስርዓት ምዝዛም ኦሎምፒክ ቶክዮ