No media source currently available
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ትማሊ ሶሉስ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ስነ ስርዓት ምውላዕ ሽምዓ ንክብሪ ሽልማት ኖበል ሰላም ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ አካይዶም። ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ በዓልቲ ቤቶም ዝናሽ ታያቸው ካብ ሆቴሎም መስኮት ሰላም አቕሪቦም። ብካልእ ወገን እሱራት ፖለቲካ ይፈትሑ ዝብሉ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዘካየዱ ወገናት’ውን ኔሮም።