No media source currently available
"ኣብራክ’’ ዘርእስታ ብኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ዝተፅሓፈት ናይ ኣምሓርኛ መፅሓፍ ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት 20 ነሓሰ 2010 ዓ.ም ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ሃዋርድ ዩኒቨርስቲ ተመሪቓ’ላ።