ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ስነጥበባውያን ንኤርትራ' ዓለምለኻዊ ፕሮጀክት ኤርትራውያን ኣንጻር ለበዳ ቫይረስ ኮሮና


'ስነጥበባውያን ንኤርትራ' ዓለምለኻዊ ፕሮጀክት ኣንጻር ለበዳ ቫይረስ ኮሮና
'ስነጥበባውያን ንኤርትራ' ዓለምለኻዊ ፕሮጀክት ኣንጻር ለበዳ ቫይረስ ኮሮና

'ስነጥበባውያን ንኤርትራ' እንዳዘናገዐ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ምምካት ዝዓለመ፡ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለው ስነጥበባውያን ዝሳተፍዎ መደብ ዝሓለ ሚያዝያ 26 ቀጥታዊ መደባት ኣመሓላሊፉ ኔሩ።

ድሕሪ ጽባሕ ሰንበት ድማ ተመሳሳሊ መደባት አዳልዮም ከምዘለዉ ኣባላታ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም ኣለዉ።

ምሉእ ቃለመጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

'ስነጥበባውያን ንኤርትራ' ዓለምለኻዊ ፕሮጀክት ኤርትራውያን ኣንጻር ለበዳ ኮሮና ቫይረስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:39 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG