No media source currently available
ላዛ ራያ ትግርኛ ዝልለየ ሰነጥበባዊ መንገሻ ረዳኢ ኣምባሳዳር ባህሊ ትግራይ ዝብል መዓርግ ሽልማት ተዋሂብዎ። እዚ መዓርግ ዝተውሃቦ ነቲ ስነ ጥበባዊ ኣፍልጦ ንምሃብ ኣብ መቐለ ኣብ ዝተሰናድአ መድረኽ እዩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ስነ ጥበባዊ መንገሻ ገለ ካብ ስርሓቱ ኣቕሪቡ ኔሩ።