ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስርሓትን ኣበርክቶን ነብስሄር ስነ-ጥበባዊ ግርማይ ሰለሞን ብዓይኒ መሳርሕቱን ፈለጥቱን


በሃር ስነ-ጥበበኛ ግርማይ ሰለሞን ብዝሓደሮም ሕማም ብ3 ለካቲት,2019 ኣብ መበል 87 ዓመት ዕድሚኦም ድሕሪ ምዕራፎም ስነ-ስርዓት ቀብሮም ስድራ-ቤቶም፡መሳርሕቶምን ፈተውቶምን ኣብ ዝተረኽቡሉ ብ5 ለካቲት ኣብ መካነ መቃብር ሓዝሓዝ ተፈጺሙ።

ኣቦ ክልተ ቆልዑ ዝኾኑ ነፍስሄር ስነጥበባዊ ግርማይ ሰለሞን፡ኣብ ስርሓት ስነ-ጥበብ ኣስታት 70 ዓመታት ዝነጠፉ ኮይኖም ኣብ ምምዕባል ሃገራዊ ስነ-ጥበብ ኤርትራ እምነ-መሰረት ካብ ዘንበሩ ስነጥበበውያን ሓደ`ዮም።

ብዛዕባ ስነ-ጥበባዊ ስርሓትን ኣበርክቶን ነብስ-ሄር ግርማይ ሰለሞን ምስ ብሃር ስነጥበባዊ በረኸት መንግስትኣብን ሙዚቀኛ ነጸረኣብ ገረሱስ(ወድ- ሻውል)ን ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG