No media source currently available
ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ ዋላ እኳ እንተተኸትመ ንድሕሪት ዝተረፈ መሪር ሓዘን ግን ኣሎ። ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሓይሊታት ትግራይ ንኽልተ ዓመት ክካይድ ዝፀንሐ ውግእ ሕድሕድ ደው ንምባል ኣብ ወርሒ ሕዳር ስምምዕ እንተኸተመ እኳ ንምኽባሩ ግን ኣብ መፃኢ ዝረአ እዩ ዝኸውን: ዳርጋ ኣብ መላእ ክልል ትግራይ ድልየት ሰብኣዊ ሓገዛት ይጋደድ ኣሎ። ብኽልቲኡ ወገን ዝርከቡ ግዳያት ገበን ኲናት ፍትሒ ክወሃቦም ይፅበዩ ኣለዉ።