ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስሉሳዊ ኣኼባ መራሕቲ ግብጺ፡ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተካይዱ


ኣብ ጎኒ ጎኒ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተራኸቡ ናይ ኢትዮጵያ፡ግብጽን ሱዳንን መራሕቲ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ዘተኾረ ስሉሳዊ አኼባ አካይዶም።

ትማሊ ንግሆ ኣብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር ተራኺቦም ዝተዘራረቡ መራሒ ግብጺ ዓብድልፈታሕ ኣልሲሲስ፡መራሒ ሱዳን ዑመር ኣልበሽርን ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ግድብ ህዳሴ ኣተኹሮም ምዝርራቦም ሚንስትር ጸዓት፡ማይ፡ መስኖን ኤሌትሪክን ኢትዮጵያ ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ንጋዜጠኛታት ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG