ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝባዊ አኼባ ካብ ምክያድ ተኸልኪልና ክብሉ ይኸሱ: አባላት ጸጥታ ግን ነዚ ይነጽጉ
ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝባዊ ኣኼባ ካብ ምግባር ተኸልኪልና ኢሎም ይኸሱ። ኣባላት ጸጥታ ግን እቲ ተመዲቡ ዝነበረ ኣኼባ ግቡእ መስርሕ ከም ዘየማልአ ይምጕቱ።
ንኽልተ ኣካላት ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣዘራሪብና ኣለና።