ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸብጻብ ሲቪክ ማእከል ማሕበረኮም ኤርትራዊያን ኦክላንድ ካሊፎርንያ (1ይ ክፋል)


ሲቪክ ማእከል ማሕበረኮም ኤርትራዊያን ኦክላንድ ካሊፎርንያ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:47:45 0:00

ሲቪክ ማእከል ማሕበረኮም ኤርትራዊያን ኦክላንድ ካሊፎርንያ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ

ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ፡ ኣባላት ኮሚኒቲ ኤርትራውያን ኦክላንድ ካሊፎርንያ፡ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዙርያ-ጠረጴዛ ተራኺቦም ኔሮም።

ብዛዕባ ኮሚኒታዊ ንጥፈታቶም፡ ብዛዕባ ግቡእ መዕበያ ደቃቶምን ኣብ ትምህርቶም ዕዉታት ኮይኖም ካብ`ቲ እቲ ኸባቢ ዝፍለጠሉ `ስሊከን ቫሊ` ዝብሃል ዓበይቲ ኩባንያታት-ቴክኖሎጂ ዝርከብዎ ከባቢ፡ ተረባሕቲ ኣብ ምዃን ዘለዎም ብድሆታትን ኣልዒሎም ዘትዮም ኣለዉ።

ቀዳማይ ክፋል እቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG