No media source currently available
ሎሚ ረቡዕ ሰራዊት’ታ ሃገር ንዝበዝሓ ክፋል ከተማ ካርቱም ከምዝተቆጻጸሩን ኣብ መንጎ ወታሃደራት፡ኣዘዝቲን ሰልፈኛታትን ጽቡቕ ምትሕብባር ከምዘሎ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ንዝረኸብዎ ምስሊ ብምጥቃስ ሓቢሩ’ሎ።