ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዘሎ ናይ መሬት ምስሕሓባት ኣብዚ ሰሙን ሰራዊት ኢትዮጵያ ዶብ ሰጊሮም ናብ መሬተይ ኣትዮም ክትብል ሱዳን ከሲሳ።
ብኻልእ ወገን፡ ሱዳን ኣምባሳደራ ካብ ኢትዮጵያ ንምኽክር ብዝብል ከምዝጸዋዓቶ ኣፍሊጣ`ላ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available