ኣካፍል
መሕተሚ
ሱዳን፣ ወትሃደራዊ ነፋሪት ኢትዮጵያ ናብ ናይ ኣየር ግዝኣተይ ኣትያ ኢላ ንጎረቤታ ድሕሪ ምኽሳሳ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብሰንኪ ምስሕሓብ ዶብ ዝተበገሰ ውጥረት ንሂሩ ኣሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available