ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሱዳን ንምምላእ ግድብ ህዳሴ ብዝምልከት ብኢትዮጵያ ዝቐረበ ሓሳብ ነጺጋቶ


ሱዳን ንናይ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሴ ምምላእ ማይ ብዝምልከት ኢትዮጵያ ንዘቕረረበቶ ሓሳብ ነጺጋቶ።

ብዛዕባ’ቲ ፕሮጀክት ብዝምልከት ብኣሜሪካ ዝምራሕ ልዝብ ክትቅጽል ከምትደልይ’ውን ወሲኻ ሓቢራ’ላ።

ብመሰረት’ቲ ትማሊ ዝወጸ መግለጺ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ናይ ኢትዮጵያ መዘነኦም ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝተላእከ ደብዳበ ብዛዕባ ፈላማይ ምምላእ’ቲ ግድብ ብአዲስ አበባ ንዝቀረበ ሓሳብ ሃገሮም ከምዘይትቅበሎ ገሊጾም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG