ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሱዳን ንመሰረት መንግስቲ ኣል በሽር ዝነበረ ሕጊ ከምዝትቅይር ገሊጻ


ሰበ ስልጣን ሱዳን ንመሰረት’ቲመንግስቲ ፕረዚደንት ዖማር ኣልበሽር ዝነበረ ሕግታት ዝልውጡ ሕጊ ኣፅዲቖም።

ብምፅዳቕ እዚ ሓዱሽ ሕጊ ዝተሓጎሱ ዜጋታት ናብ ጎደናታት ብምውሓዝ ሓጎሶም ገሊፆም ኣለው።እቲ ናይ ቀደም ሕጊ ንኣከዳድናን ተሳትፎን ደቂኣንስትዮ ዝውስን ዝነበረ ሕጊ ​ እውን ተኣልዩ’ሎ።

ሓድሽ ቤት ምኽሪ ገዛኢ ሱዳንንን ብቀዳማይ ሚንስትር ዓብደላ ሃምዶክ ዝምራሕ ካቢነ ንፓርቲ እቲ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሽር ከምዝበተንዎ ድሕሪ ምግላጾም ሰልፈኛታት ትማሊ ሓሙስ ናብ ጎደናታት ከተማ ካርቱም ብምውጻእ ሓጎሶም ክገልጹ ተራእዮም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሱዳን ንመሰረት መንግስቲ ኣል በሽር ዝነበረ ሕጊ ከምዝቅይር ገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:30 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG