ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰ.ኮርያ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክሳብ መዓስ ዶባታ ክትዓጽው'ያ?


ኮሮና ቫይረስ ፈለማ ኣብ ማእኸላይ ቻይና ከተማ ውሃን ምስ ተቀልቀለ ሰሜን ኮሪያ ቅድሚ ዝኾነት ሃገር ቀልጢፋ'ያ ዶባታ ዓጽያ።

እዚ ንሰሜን ኮርያ ኣድላይ ስጉምቲ'ዩ ኔሩ ምኽንያቱ ኣብታ ሃገር ዓብይ ለበዳ ምስ ዘጋጥም እቲ ተኣፋፊ ዝኾነ ስርዓተ ክንክን ጥዕና'ታ ሃገር ክጻወሮ ኣይኽእልን'ዩ።

ኽልተ ዓመታት ድሕሪ እቲ ሰሜን ኮርያ ምስ ዝተረፈ ክፍሊ ዓለም ዝነበራ ኹሉ ናይ መሬት ባሕሪን ኣየርን ርክባት ምብታኻ ነቲ ለበዳ ትቃለስሉ መንገዲ ዘለዋ ኣይመስልን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG