ሰናዓይን መሃዛይን ፊሊሞን ኪሮስ
ፊሊሞን ኪሮስ፡ ኣብ ከተማ መንደፈራ ተወሊዱ ዝዓበየ ናይ ኤለክትሮኒክስ ተክኒሻን’ዩ። ነቲ ናይ ስንዓን ምህዞን ስርሓቱ ፡ኣብ ከባቢኡ ካብ ዝረኽቦም ዘገልገሉ ኣቑሑን ኣብ ድኳናት ብቐሊሉ ዝርከቡ ነገራትን ኣወሃሂዱ ከምዝሰርሖ ዝዛረብ መንእሰይ ፊሊሞን፡ ቅድሚ ሕጂ ብርክት ዝበሉ ነገራት ከምዝሰንዐን ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ከኣ በውሑድ ተተካኢ ጸዓት፡ ኣብ ሞባይልን ተመሳሳሊ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቑሑን፡ ተለቪዥን ንምርኣይ እትሕግዝ መሳርሒት ከም ዝሰንዐን ምስ ይገልጽ።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 27, 2023
ቃለ-መሕትት ኣብ ጉዳይ ሕማም ሽንግልስ
-
ጥሪ 23, 2023
ዘይቲ ስምስም፤ ኣድላይነቱ ማዕረ ሃልኩ
-
ጥሪ 20, 2023
ኣባንጋል ናብ መሳርሒ ሙዚቃ ኩናማ ምስ ዘርዓመ ኣሮዲ ቶሊ
-
ጥሪ 20, 2023
“ሰራዊት ኤርትራ ካብ ክልል ትግራይ ክወጽኡ ጀሚሮም” መሰኻኽር ዓይኒ