ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰናይ ተግባራት ደገፍቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ መቐለ ሰብዓ እንደርታ


ሰናይ ተግባራት ደገፍቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ መቐለ ሰብዓ እንደርታ
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:09:15 0:00

ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ መቐለ ሰብዓ እንደርታ ዋላ’ዃ ገና ገለ ጸወታ ዝተርፋ እንተኾነ ግን ኣብ መሪሕነት ትርከብ አላ፤ ደገፍቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ መቐለ ሰብዓ እንደርታ ብዘይካ’ቲ ጋንትኦም ኣብ ሜዳ ጸወታ ምድጋፍ ጎኒ ጎኒ ዝተፈላለዩ ሰናት ተግባራት’ውን የካይዱ’ዮም፡፡አባል ኣመራርሓ ደገፍቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ መቐለ ሰብዓ እንደርታ መንእሰይ ዮሃንስ ታደሰ ብዛዕባ’ዚ ንጥፈታት መብርሂ ሂቡ’ሎ፡፡

XS
SM
MD
LG