ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ተዘኪሩ


ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝነብሩ ኤርትራውያን ን20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብዝተፈላለዩ መደባት ዘኪሮም።ብድሮ ኣብ ኣብያተ ክርስትያንን መሳጊድንፍትሓተ ጸሎትን ደረስን ዱዓን ተኻይዱ።

ሰንበት ንግሆ ኣብ ኣስመራ መካነ መቓብር ሓርበኛታት ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ናይ ዝኽሪ መደብ ፕ/ኢሳይያስ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ኣኽሊል ዕምባባ ኣንቢሩ።እቲ ናይ ዝኽሪ መድብ ቕጥዕታት መከላከሊ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ግምት ዘእተወ ከምዝነበረ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ጸብጺቡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ተዘኪሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:50 0:00


XS
SM
MD
LG