ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰባት መግቢ ምብሳል ቕድሚ 170,000 ዓመታት ምጅማሮም ተመራመርቲ ኣፍሊጦም


ሰባት መግቢ ምብሳል ቕድሚ 170,000 ዓመታት ምጅማሮም ተመራመርቲ ኣፍሊጦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:11 0:00

ሰባት መግቢ ምብሳል ቕድሚ 170,000 ዓመታት ምጅማሮም ተመራመርቲ ኣፍሊጦም

ተመራመርቲ ሰባት ምብሳል መግቢ መዓስ ጀሚሮም ንዝብል ሕቶ ንምምላስ ዝተፈላለየ መጽናዕቲታት ክካየድ ጸኒሖም'ዮም።
ኣብ ቐረባ ካብ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት እስራኤል ዝወጸ ሓበሬታ ድማ ነዚ መልሲ ዝረኸበ ይመስል።
ተመራመርቲ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት እስራኤል ምስ ካልኦት ትካላት ብምትሕብባር ዘካየድዎ መጽናዕቲ ሰባት ምብሳል መግቢ ቕድሚ 600,000 ዓመታት ዝጀምረ ምዃኑ ዝሕብር መርትዖ ምርካቦም ይገልጹ።
ብመሰረት ዩኒቨርሲቲ ቴል-ኣቪቭ ዘውጽኦ መግለጺ እቶም ተመራመርቲ ኣብ ሓደ ጥንታዊ ቦታ ዝተረኽበ ኣሰር ዓሳ ዘካየድዎ ምርመራ እቲ ዓሳ ቕድሚ 780,000 ዓመታት በሲሉ ንምግብና ዝቐረበ ምዃኑ ምርግጋጾም ይሕብሩ።
እቶም ተመራመርቲ ወሲኾም ክሳብ እዚ ሕጂ ረኺቦሞ ዘለዎ መርትዖ ዝርከብ ሰባት መግቢ ምብሳል ዝጀመሩ ቕድሚ 170,00 ዓመታት ዝብል ሓበሬታ ከምዝነበረ ይገልጹ።
XS
SM
MD
LG