ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰበ ስልጣን ስጳኛ 52 ስደተኛታት ንሰሜናዊ ዶብ ሓጹር'ታ ሃገር ሰጊሮም ክኣትው ምፍታኖም ገሊጾም


ሰበ ስልጣን ስጳኛ 52 ስደተኛታት ንሰሜናዊ ዶብ ሓጹር ሰጊሮም ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትው ምፍታኖም ገሊጾም ሓደ ካብቶም ስደተኛታት ኣርባዕተ አባላት ፖሊስ ኣብቲ አጋጣሚ ቀሊል ጉድኣት ከምዝበጽሖም'ውን ተፈሊጡ'ሎ።

ስጳኛ ምስ ሰሜን ኣፍሪቃ ብሰንኪ ዘለዋ ቅርበት ስደተኛታት ኣውሮጳ ንምብጻሕ ከም መእተዊ ከምዝጥቕመሉላ ይፍለጥ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ 6,000 ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ኣውሮጳ ምብጽሖም ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG