ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ወታሃደራት ኣሜሪካ ክሳብ መስከረም 11 መስከረም ካብ ኣፍጋኒስታን ከምዝወጽእ ኣብቲ ሎሚ ረቡዕ ዘስምዕዎ መደረ ከፍልጡ መደብ ተታሒዙ'ሎ ።11 መስከረም ግብረ ሽበራዊያን ኣብ ልዕሊማእኸል ንግዲ ዓለምን ፔንታንጎንን መጥቓዕቲ ዝፈጸምሉ መበል 20 ዓመት እዩ።
ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ምምሕዳር ባይደን:ባይደን ረብሓታት ኣሜሪካ ንምስጓም ን20 ዓመታት ዝፅንሐ ከብቅዕ ከሎ ‘ዩ ዝብል እምነት ኣለዎም ኢሎም ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን